Hallo! Tracked shipping to Netherlands with Delivery Duty Paid for just €7 

Ship to
Netherlands
0
  • argentina
  • chile
  • colombia
  • españa
  • méxico
  • perú
  • estados unidos
  • internacional

Select your country

Americas

Europe

Rest of the world

portada እተዳለኹም ኩኑ: ንክርስትያናዊ እምነት &#470 (in Tigrinya)
Type
Physical Book
Publisher
Language
Tigrinya
Pages
196
Format
Paperback
Dimensions
27.9x21.6x1.1 cm
Weight
0.47 kg.
ISBN13
9781778097225

እተዳለኹም ኩኑ: ንክርስትያናዊ እምነት &#470 (in Tigrinya)

&#4 ኣብርሃም (Author) · Lulu Press · Paperback

እተዳለኹም ኩኑ: ንክርስትያናዊ እምነት &#470 (in Tigrinya) - ኣብርሃም, &#4

New Book Imported to Netherlands
Delivery: 08 Sep - 10 Sep Shipping: 4 to 5 business days.
€ 41,91
Import costs and 9% BTW included in the price ✅
€ 41,91

Synopsis "እተዳለኹም ኩኑ: ንክርስትያናዊ እምነት &#470 (in Tigrinya)"

እዛ ብዉሩይ ሊቅ ዊልያም ሌን ክሬግ እተጻሕፈት መጽሓፍ ንክርስትያናዊ እምነትካ ብርትዕን ልክዕነትን ንምጥባቕ ብመረድኢታት፡ መብርሂታት፡ ክዝከር ዝክኣል ስጒምትታት ዝመልአት እያ። ብመሳጢ ኣገባብ ዶር. ክሬግ ኣርባዕተ መርትዖታት ንህልውና ኣምላኽ ይህብ፡ ንታሪኻውነት ውልቃዊ ዘረባታት የሱስን ትንሳኤን ይጣበቕ፡ ንሽግር ስቓይ ምላሽ ይህብ፡ ሃይማኖታዊ ተዛምዶነት ከም ዘይሰርሕ ድማ የርኢ። ንእግረ-መገዱ ድማ ንጽውዓ ኣምላኽ ብምስዓቡ ዛንታኡ የካፍል። እዚኣ ብሰፊሕ፡ ንክርስትያናዊ እምነት ብኸመይ ከም ትከላኸል ብምርኣይ ብምሉእ ምርዳእ ብዛዕባ እምነት ዝርርባት ንምምዕባል፡ ቀጥታውን ህዱእን መርትዖታት ንኽትጥቀም እተዕጥቕ መጽሓፍ እያ። እንታይ ከም ትኣምን ጥራይ ዘይኰነስ ነቲ ትኣምንኖ ስለምንታይ ከም ትኣምኖ፡ ንሓቂ ክትከላኸል እተዳለኻ ምዃን ድማ ንሓዋሩ ህይወት ክልውጥ ዝኽእል ሓይሊ ዘለዋ ዀይና ክትረኽቦ ኢኻ።

Customers reviews

Frequently Asked Questions about the Book

All books in our catalog are Original.
The book is written in Tigrinya .
The binding of this edition is Paperback.

Questions and Answers about the Book

Do you have a question about the book? Login to be able to add your own question.

Opinions about Bookdelivery

More customer reviews